መንግስቲ፡ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ንምርግጋእ ላዕሊ ታሕቲ ይብል፥ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2026) Podcast By  cover art

መንግስቲ፡ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ንምርግጋእ ላዕሊ ታሕቲ ይብል፥ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2026)

መንግስቲ፡ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲ ንምርግጋእ ላዕሊ ታሕቲ ይብል፥ ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (31 መጋቢት 2026)

Listen for free

View show details
** ኣብ ኲናት ኢራን ንዝወጽእ ዘሎ ቢሎናት ዶላራት ሃገራት ኣዕራብ ክከፍሎ ፕረሲደንት ትራምፕ ከምዝሓትት ዋይት ሃውስ ኣፍሊጡ። ** ዕጡቓት ሖቲ ኣንጻር እስራኤል መጥቃዕቲ ደው እንተዘየቢሎም፡ የመን ናብቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ቅልውላው ክትሽመም’ያ ክብል ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ። ** ናብ ኲባ ነዳዲ ንምብጻሕ ዝተበገሰት መርከብ ሩስያ ኣብ ማያት እታ ሃገር ከምዝበጽሐት ተፈሊጡ።
No reviews yet